Our Mission

Mission-oriented service that puts the Scripture into practice

ነቲ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ኣብ ግብሪ ዘውዕሎ ተልእኾ ዝቐንዐ ኣገልግሎት

  • To glorify God through worship and service.

  • To build a loving and inclusive community of believers.

  • To nurture our children with strong moral values and to keep their ties to their culture.

ልእኾ

  • ብኣምልኾን ኣገልግሎትን ንኣምላኽ ንምኽባር።

  • ፈቃርን ንኹሉ ዝሓቁፍን ማሕበረሰብ ኣመንቲ ንምህናጽ።

  • ደቅና ብጽኑዕ ሞራላዊ ክብርታት ንምሕብሓብን ምስ ባህሎም ዘለዎም ርክብ ንምሕላውን።